ይሁዳ 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ሶዶምን ጎሞራን ኣብ ከባቢአን ዝነበራ ኸተማታትን እውን፡ ከማታቶም እምብዛ ምስ መንዘራን* ዘይባህርያዊ ትምኒት ስጋ ምስ ሰዓባን፡+ በቲ ዝወረደን መቕጻዕቲ ናይ ዘለኣለም ሓዊ ንመለበሚ ዀይነናና ኣለዋ።+
7 ሶዶምን ጎሞራን ኣብ ከባቢአን ዝነበራ ኸተማታትን እውን፡ ከማታቶም እምብዛ ምስ መንዘራን* ዘይባህርያዊ ትምኒት ስጋ ምስ ሰዓባን፡+ በቲ ዝወረደን መቕጻዕቲ ናይ ዘለኣለም ሓዊ ንመለበሚ ዀይነናና ኣለዋ።+