ዘፍጥረት 19:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ኪወግሕ ከሎ ድማ፡ እቶም መላእኽቲ ንሎጥ፡ “ብስሕተት እዛ ኸተማ እዚኣ ኸይትጠፍእሲ፡ ተንስእ፡ ሰበይትኻን ኣብዚ ምሳኻ ዘለዋ ኽልተ ኣዋልድካን ውሰድ!” ኢሎም ሃወኽዎ።+ 16 ንሱ ምስ ደንጐየ ኸኣ፡ የሆዋ ስለ ዝራሕርሓሉ፡+ እቶም ሰብኡት ኢዱን ኢድ ሰበይቱን ኢድ ክልቲአን ኣዋልዱን ሒዞም ኣውጽእዎ፡ ኣብ ወጻኢ እታ ኸተማ እውን ሓደግዎ።+
15 ኪወግሕ ከሎ ድማ፡ እቶም መላእኽቲ ንሎጥ፡ “ብስሕተት እዛ ኸተማ እዚኣ ኸይትጠፍእሲ፡ ተንስእ፡ ሰበይትኻን ኣብዚ ምሳኻ ዘለዋ ኽልተ ኣዋልድካን ውሰድ!” ኢሎም ሃወኽዎ።+ 16 ንሱ ምስ ደንጐየ ኸኣ፡ የሆዋ ስለ ዝራሕርሓሉ፡+ እቶም ሰብኡት ኢዱን ኢድ ሰበይቱን ኢድ ክልቲአን ኣዋልዱን ሒዞም ኣውጽእዎ፡ ኣብ ወጻኢ እታ ኸተማ እውን ሓደግዎ።+