ይሁዳ 9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ሚካኤል+ እቲ ሊቀ መላእኽቲ+ ግና፡ ብዛዕባ ሬሳ ሙሴ+ ምስ ድያብሎስ ዜከራኽር ኣልይዎ ምስ ተማጐተ፡ “የሆዋ* ይግናሕካ” ደኣ በሎ እምበር፡+ ብጸርፊ ኺፈርዶ ኣይደፈረን።+
9 ሚካኤል+ እቲ ሊቀ መላእኽቲ+ ግና፡ ብዛዕባ ሬሳ ሙሴ+ ምስ ድያብሎስ ዜከራኽር ኣልይዎ ምስ ተማጐተ፡ “የሆዋ* ይግናሕካ” ደኣ በሎ እምበር፡+ ብጸርፊ ኺፈርዶ ኣይደፈረን።+