ይሁዳ 12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 እዚኣቶም ምሳኻትኩም ኣብ ናይ ፍቕሪ መኣድኹም ዚበልዑ ዘለዉ ኣብ ትሕቲ ማይ እተሓብኡ ኣኻውሕ፡+ ብዘይ ፍርሃት ንርእሶም ዚምግቡ ጓሶት፡+ ብንፋስ ናብዝን ናብትን ዚድፍኡ ማይ ዘይብሉ ደበና፡+ ኣብ መወዳእታ ኣዝመራ ዘይፈርያን ክልተ ሳዕ ዝሞታን* ካብ ሱረን እተመንቈሳን ኣእዋም እዮም፣
12 እዚኣቶም ምሳኻትኩም ኣብ ናይ ፍቕሪ መኣድኹም ዚበልዑ ዘለዉ ኣብ ትሕቲ ማይ እተሓብኡ ኣኻውሕ፡+ ብዘይ ፍርሃት ንርእሶም ዚምግቡ ጓሶት፡+ ብንፋስ ናብዝን ናብትን ዚድፍኡ ማይ ዘይብሉ ደበና፡+ ኣብ መወዳእታ ኣዝመራ ዘይፈርያን ክልተ ሳዕ ዝሞታን* ካብ ሱረን እተመንቈሳን ኣእዋም እዮም፣