ሮሜ 6:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ነቲ ኽትእዘዝዎ ኸም ባሮት ጌርኩም ርእስኹም እተቕርቡሉ ዘበለ፡ ስለ እትእዘዝዎ፡ ባሮቱ ኸም ዝዀንኩምዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧+ ንሓጢኣት እንተ ዀይኑ፡+ ናብ ሞት፡+ ንተኣዛዝነት እንተ ዀይኑ ኸኣ፡ ናብ ጽድቂ እዩ ዚመርሓኩም።
16 ነቲ ኽትእዘዝዎ ኸም ባሮት ጌርኩም ርእስኹም እተቕርቡሉ ዘበለ፡ ስለ እትእዘዝዎ፡ ባሮቱ ኸም ዝዀንኩምዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧+ ንሓጢኣት እንተ ዀይኑ፡+ ናብ ሞት፡+ ንተኣዛዝነት እንተ ዀይኑ ኸኣ፡ ናብ ጽድቂ እዩ ዚመርሓኩም።