ዘፍጥረት 1:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ኣምላኽ ከኣ፡ “ኣብ መንጎ ማያት፡ ጠፈር ይኹን፣+ ንማያት ድማ ካብ ማያት ይፍለ”+ በለ። ዘፍጥረት 1:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኣምላኽ ከኣ፡ “እቲ ኣብ ትሕቲ ሰማያት ዘሎ ማያት ናብ ሓደ ቦታ ይተኣከብ፡ ንቑጽ መሬት እውን ይርአ” በለ።+ ከምኡ እውን ኰነ።