1 ዮሃንስ 2:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 እቲ ንቓሉ ዚሕሉ ግና፡ ፍቕሪ ኣምላኽ ብሓቂ ኣብኡ ፍጽምቲ ትኸውን።+ ምስኡ ሓድነት ከም ዘሎና፡ በዚ ኢና እንፈልጥ።+