ያእቆብ 5:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 እታ ናይ እምነት ጸሎት ድማ ነቲ ሕሙም* ከተጥዕዮ እያ፣ የሆዋ* እውን ኬተንስኦ እዩ። ሓጢኣት ገይሩ እንተ ዀይኑ እውን፡ ኪሕደገሉ እዩ። 1 ዮሃንስ 1:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ሓጢኣትና እንተ ተናዚዝና፡ ንሓጢኣትና ኺሓድገልና፡ ካብ ኵሉ ዓመጻ እውን ኬንጽሃና እሙንን ጻድቕን እዩ።+