2 ተሰሎንቄ 2:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ቅድም ክሕደት ከይኰነ፡+ እቲ ጠሓስ ሕጊ ዝዀነ ሰብ፡+ እቲ ወዲ ጥፍኣት+ ድማ ከይተገልጸ፡ እታ መዓልቲ እቲኣ ስለ ዘይትመጽእ፡ ብዝዀነ ይኹን ሓደ እኳ ኣየስሕትኩም። 2 ጴጥሮስ 2:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ግናኸ፡ ከምቲ ናይ ሓሶት ነብያት ኣብ መንጎ እቲ ህዝቢ ዝነበሩ፡ ከምኡ ኸኣ ኣብ መንጎኹም ናይ ሓሶት መምህራን ኪህልዉ እዮም።+ ንሳቶም ዜጥፍእ ኑፋቐ ሰላሕ ኣቢሎም ኬእትዉን ነቲ ዝዓደጎም ዋና እኳ ኪኽሕድዎን እዮም፣+ ኣብ ርእሶም እውን ቅልጡፍ ጥፍኣት ኬምጽኡ እዮም።
3 ቅድም ክሕደት ከይኰነ፡+ እቲ ጠሓስ ሕጊ ዝዀነ ሰብ፡+ እቲ ወዲ ጥፍኣት+ ድማ ከይተገልጸ፡ እታ መዓልቲ እቲኣ ስለ ዘይትመጽእ፡ ብዝዀነ ይኹን ሓደ እኳ ኣየስሕትኩም።
2 ግናኸ፡ ከምቲ ናይ ሓሶት ነብያት ኣብ መንጎ እቲ ህዝቢ ዝነበሩ፡ ከምኡ ኸኣ ኣብ መንጎኹም ናይ ሓሶት መምህራን ኪህልዉ እዮም።+ ንሳቶም ዜጥፍእ ኑፋቐ ሰላሕ ኣቢሎም ኬእትዉን ነቲ ዝዓደጎም ዋና እኳ ኪኽሕድዎን እዮም፣+ ኣብ ርእሶም እውን ቅልጡፍ ጥፍኣት ኬምጽኡ እዮም።