2 ተሰሎንቄ 2:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ምስጢር እዚ ጥሕሰት ሕጊ እዝስ ይዓዪ ኣሎ፣+ እዚ ግና፡ እቲ ዚኽልክሎ ዘሎ ኻብ መገዱ ኽሳዕ ዜልግስ ጥራይ እዩ። 2 ዮሃንስ 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 የሱስ ክርስቶስ ብስጋ ኸም ዝመጸ ዘይእመኑ+ ብዙሓት መስሓትቲ ኣብ ዓለም ተንሲኦም ኣለዉ።+ እቲ መስሓትን እቲ ጸረ ክርስቶስን እዚ እዩ።+ ይሁዳ 4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ምኽንያቱ፡ ብቕዱሳት ጽሑፋት ኣቐዲሙ ነዚ ፍርዲ እዚ እተነግረሎም ፍርሃት ኣምላኽ ዘይብሎም ገለ ሰባት ሰሊኾም ኣትዮም ኣለዉ፣ ንሳቶም ብጸጋ ኣምላኽና ኣመኽንዮም ንውርምና*+ ዚገብሩን ነቲ በይኑ ዋናናን ጐይታናን ዝዀነ የሱስ ክርስቶስ ዚኽሕዱን እዮም።+
4 ምኽንያቱ፡ ብቕዱሳት ጽሑፋት ኣቐዲሙ ነዚ ፍርዲ እዚ እተነግረሎም ፍርሃት ኣምላኽ ዘይብሎም ገለ ሰባት ሰሊኾም ኣትዮም ኣለዉ፣ ንሳቶም ብጸጋ ኣምላኽና ኣመኽንዮም ንውርምና*+ ዚገብሩን ነቲ በይኑ ዋናናን ጐይታናን ዝዀነ የሱስ ክርስቶስ ዚኽሕዱን እዮም።+