ዘፍጥረት 4:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ድሕሪኡ፡ ቃየል ንሓዉ ኣቤል፡ “ናብ መሮር ንኺድ” በሎ። ኣብ መሮር ከለዉ ኸኣ፡ ቃየል ንሓዉ ኣቤል ኣጥቅዖ፡ ቀተሎ ድማ።+