እብራውያን 3:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ነቲ ኣብ መጀመርታ ዝነበረና እምንቶ ኽሳዕ መወዳእታ ኣጽኒዕና እንተ ሒዝናዮስ፡ መማቕልቲ ክርስቶስ ኴንና ኣለና።+ 1 ዮሃንስ 2:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 እቲ ንወዲ ዚኽሕዶ ዘበለ ዅሉ፡ ንዕኡ እቲ ኣቦ የብሉን።+ እቲ ንወዲ ዚእመነሉ፡+ ንዕኡ እቲ ኣቦ ኣለዎ።+