ዘሁልቍ 16:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ንሙሴን ንኣሮንን ኪጻረሩ ተኣኪቦም ድማ፡+ “ብዘሎ እቲ ኣኼባ፡ ኵላቶም ቅዱሳት እዮም፡+ የሆዋ ኸኣ ኣብ ማእከሎም እዩ+ እሞ፡ እምብዛ ኣብዚሕኩምዎ። ስለምንታይ ኣብ ልዕሊ ጉባኤ የሆዋ ትዕበዩ ኣለኹም፧” በልዎም። ዘሁልቍ 16:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 ምድሪ ኸኣ ተኸፊታ፡* ንዓታቶም ምስ ቤተ ሰቦምን ምስ ናይ ቆራሕ+ ዘበሉ ዅሎምን ምስ ኵሉ ጥሪቶምን ወሓጠቶም።
3 ንሙሴን ንኣሮንን ኪጻረሩ ተኣኪቦም ድማ፡+ “ብዘሎ እቲ ኣኼባ፡ ኵላቶም ቅዱሳት እዮም፡+ የሆዋ ኸኣ ኣብ ማእከሎም እዩ+ እሞ፡ እምብዛ ኣብዚሕኩምዎ። ስለምንታይ ኣብ ልዕሊ ጉባኤ የሆዋ ትዕበዩ ኣለኹም፧” በልዎም።