ቈሎሴ 4:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 እዛ ደብዳበ እዚኣ ኣባኻትኩም ምስ ተነብበት፡ ኣብ ጉባኤ ሰብ ሎዲቅያ ኸም እትንበብ ግበሩ፣+ ንስኻትኩም እውን ነታ ኻብ ሎዲቅያ እትመጽእ ኣንብብዋ።