ዘጸኣት 19:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 መንግስቲ ኻህናትን ቅዱስ ህዝብን ድማ ክትኰኑኒ ኢኹም።’+ ንእስራኤላውያን እትዛረቦም ዘረባ እዚ እዩ።” ሉቃስ 22:28-30 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 “ንስኻትኩም ግና ብፈተናይ+ ምሳይ ዝጸናዕኩም ኢኹም፣+ 29 ከምቲ ኣቦይ ምሳይ ኪዳን ዝገበረ፡ ኣነ እውን ምሳኻትኩም ኪዳን መንግስቲ እገብር ኣለኹ፣+ 30 እዚ ድማ ኣብ መንግስተይ፡ ኣብ መኣደይ ምእንቲ ኽትበልዑን ክትሰትዩን፡+ ኣብ ዝፋናት ተቐሚጥኩም+ ከኣ ን12 ነገዳት እስራኤል ምእንቲ ኽትፈርዱ እዩ።+
28 “ንስኻትኩም ግና ብፈተናይ+ ምሳይ ዝጸናዕኩም ኢኹም፣+ 29 ከምቲ ኣቦይ ምሳይ ኪዳን ዝገበረ፡ ኣነ እውን ምሳኻትኩም ኪዳን መንግስቲ እገብር ኣለኹ፣+ 30 እዚ ድማ ኣብ መንግስተይ፡ ኣብ መኣደይ ምእንቲ ኽትበልዑን ክትሰትዩን፡+ ኣብ ዝፋናት ተቐሚጥኩም+ ከኣ ን12 ነገዳት እስራኤል ምእንቲ ኽትፈርዱ እዩ።+