ማቴዎስ 26:64 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 64 የሱስ ድማ፡ “ንስኻ እኳ ኢልካ። ኣነ ግና እብለኩም ኣለኹ፦ ካብ ሕጂ ንደሓር፡ ንወዲ ሰብ+ ኣብ የማን ሓይሊ ተቐሚጡ፡+ ብደበናታት ሰማይ ኪመጽእ ከሎ ኽትርእይዎ ኢኹም” በለ።+
64 የሱስ ድማ፡ “ንስኻ እኳ ኢልካ። ኣነ ግና እብለኩም ኣለኹ፦ ካብ ሕጂ ንደሓር፡ ንወዲ ሰብ+ ኣብ የማን ሓይሊ ተቐሚጡ፡+ ብደበናታት ሰማይ ኪመጽእ ከሎ ኽትርእይዎ ኢኹም” በለ።+