ሮሜ 8:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ውሉዳት ካብ ኰንናስ፡ ወረስቲ ድማ ኢና፣—ንኣምላኽ ወረስቱ፡ ንክርስቶስ ከኣ መዋርስቱ፡+—ምስኡ መከራ እንተ ጸጊብና፡+ ምስኡ እውን ክንከብር ኢና።+