ራእይ 4:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 እቲ ቐዳማይ ህያው ፍጡር ከኣ ኣንበሳ ይመስል ነበረ፣+ እቲ ኻልኣይ ህያው ፍጡር ድማ ዝራብዕ ይመስል ነበረ፣+ እቲ ሳልሳይ ህያው ፍጡር+ ከኣ ገጽ ሰብ ዚመስል ገጽ ነበሮ፣ እቲ ራብዓይ ህያው ፍጡር+ እውን ዚነፍር ንስሪ ይመስል ነበረ።+
7 እቲ ቐዳማይ ህያው ፍጡር ከኣ ኣንበሳ ይመስል ነበረ፣+ እቲ ኻልኣይ ህያው ፍጡር ድማ ዝራብዕ ይመስል ነበረ፣+ እቲ ሳልሳይ ህያው ፍጡር+ ከኣ ገጽ ሰብ ዚመስል ገጽ ነበሮ፣ እቲ ራብዓይ ህያው ፍጡር+ እውን ዚነፍር ንስሪ ይመስል ነበረ።+