ማቴዎስ 10:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ስማት እቶም 12 ሃዋርያት እዚ እዩ፦+ ቀዳማይ፡ እቲ ጴጥሮስ+ ተባሂሉ ዘሎ ስምኦንን ሓዉ እንድርያስን፡+ ያእቆብ ወዲ ዘብዴዎስን ሓዉ ዮሃንስን፡+ ዮሃንስ 21:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ጴጥሮስ ግልጽ ኢሉ ነቲ የሱስ ዜፍቅሮ ወደ መዝሙር ኪስዕብ ከሎ ረኣዮ፣+ ንሱ ኸኣ እቲ ኺድረሩ ኸለዉ፡ ኣብ ኣፍ ልቢ የሱስ እተጸግዐን “ጐይታይ፡ መን እዩ ኣሕሊፉ ዚህበካ፧” ዝበሎን እዩ።
20 ጴጥሮስ ግልጽ ኢሉ ነቲ የሱስ ዜፍቅሮ ወደ መዝሙር ኪስዕብ ከሎ ረኣዮ፣+ ንሱ ኸኣ እቲ ኺድረሩ ኸለዉ፡ ኣብ ኣፍ ልቢ የሱስ እተጸግዐን “ጐይታይ፡ መን እዩ ኣሕሊፉ ዚህበካ፧” ዝበሎን እዩ።