-
ኢሳይያስ 34:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 ኵሎም ሰራዊት ሰማያት ኪምህምኑ፡
ሰማያት ከኣ ከም ዚጥቕለል መጽሓፍ ኪጥቕለሉ እዮም።
ከምቲ ዝጸምለወ ቘጽሊ ኻብ ተኽሊ ወይኒ፡
ዝቐምሰለ በለስ ድማ ካብ ኦም በለስ ዚረግፍ፡
ኵሎም ሰራዊቶም ኪጽምልዉ እዮም።
-
4 ኵሎም ሰራዊት ሰማያት ኪምህምኑ፡
ሰማያት ከኣ ከም ዚጥቕለል መጽሓፍ ኪጥቕለሉ እዮም።
ከምቲ ዝጸምለወ ቘጽሊ ኻብ ተኽሊ ወይኒ፡
ዝቐምሰለ በለስ ድማ ካብ ኦም በለስ ዚረግፍ፡
ኵሎም ሰራዊቶም ኪጽምልዉ እዮም።