ኢሳይያስ 2:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት፡ከረን ቤት የሆዋኣብ ርእሲ ኣኽራን ኪጸንዕ፡+ኣብ ልዕሊ ዅርባታት ድማ ልዕል ኪብል እዩ፣ናብኡ ኸኣ ኵሎም ኣህዛብ ኪውሕዙ እዮም።+ ራእይ 15:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኦ የሆዋ፡* ንስኻ በይንኻ እሙን ኢኻ እሞ፡ ዘይፈርሃካን ንስምካ ዘየኽብርንከ መን እዩ፧+ ቅኑዕ ትእዛዛትካ ተጋሂዱ እዩ እሞ፡ ኵሎም ኣህዛብ ኪመጹን ኣብ ቅድሜኻ ኺሰግዱን እዮም።”+
4 ኦ የሆዋ፡* ንስኻ በይንኻ እሙን ኢኻ እሞ፡ ዘይፈርሃካን ንስምካ ዘየኽብርንከ መን እዩ፧+ ቅኑዕ ትእዛዛትካ ተጋሂዱ እዩ እሞ፡ ኵሎም ኣህዛብ ኪመጹን ኣብ ቅድሜኻ ኺሰግዱን እዮም።”+