ራእይ 15:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ኣብ ሰማይ ድማ ካልእ ዓብይን ዜገርምን ትእምርቲ፡ ሸውዓተ መዓት ዝሓዙ ሸውዓተ መላእኽቲ ረኣኹ።+ እቲ ቝጥዓ ኣምላኽ ብእኡ ኺፍጸም እዩ እሞ፡ እዚ እቲ ዳሕረዋይ እዩ።+
15 ኣብ ሰማይ ድማ ካልእ ዓብይን ዜገርምን ትእምርቲ፡ ሸውዓተ መዓት ዝሓዙ ሸውዓተ መላእኽቲ ረኣኹ።+ እቲ ቝጥዓ ኣምላኽ ብእኡ ኺፍጸም እዩ እሞ፡ እዚ እቲ ዳሕረዋይ እዩ።+