ራእይ 8:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ረኣኹ ድማ፡ ሓደ ኣብ ማእከል ሰማይ ዚዝምቢ ንስሪ ዓው ብዝበለ ድምጺ፡ “ብሰሪ እተን ተሪፈን ዘለዋ ደሃይ መለኸት እቶም መለኸቶም ኪነፍሑ እተቐረቡ ሰለስተ መላእኽቲ፡+ ነቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ወይለኦም፡ ወይለኦም፡ ወይለኦም!”+ ኪብል ከሎ ሰማዕኩ።
13 ረኣኹ ድማ፡ ሓደ ኣብ ማእከል ሰማይ ዚዝምቢ ንስሪ ዓው ብዝበለ ድምጺ፡ “ብሰሪ እተን ተሪፈን ዘለዋ ደሃይ መለኸት እቶም መለኸቶም ኪነፍሑ እተቐረቡ ሰለስተ መላእኽቲ፡+ ነቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ወይለኦም፡ ወይለኦም፡ ወይለኦም!”+ ኪብል ከሎ ሰማዕኩ።