ራእይ 11:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 እቲ ሻውዓይ መልኣኽ መለኸቱ ነፍሐ።+ ኣብ ሰማይ ከኣ፡ “መንግስቲ ዓለም ናይ ጐይታናን+ ናይቲ ክርስቶሱን+ ኰይና እያ፣ ንዘለኣለመ ኣለም እውን ኪነግስ እዩ”+ ዚብል ዓው ዝበለ ድምጽታት ኰነ።
15 እቲ ሻውዓይ መልኣኽ መለኸቱ ነፍሐ።+ ኣብ ሰማይ ከኣ፡ “መንግስቲ ዓለም ናይ ጐይታናን+ ናይቲ ክርስቶሱን+ ኰይና እያ፣ ንዘለኣለመ ኣለም እውን ኪነግስ እዩ”+ ዚብል ዓው ዝበለ ድምጽታት ኰነ።