ራእይ 10:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ካልእ ብርቱዕ መልኣኽ ከኣ ካብ ሰማይ ኪወርድ ከሎ ረኣኹ፣ ንሱ ደበና ተወንዚፉ ነበረ፣ ኣብ ልዕሊ ርእሱ ኸኣ ቀስተ ደበና ነበሮ፣ ገጹ ድማ ከም ጸሓይ ነበረ፣+ ኣእጋሩ እውን ከም ኣዕኑድ ሓዊ ነበራ፣ 2 ኣብ ኢዱ ኸኣ ሓንቲ እተቐልዐት ንእሽቶ መጽሓፍ ነበረት። የማነይቲ እግሩ ኣብ ባሕሪ፡ ጸጋመይቲ እግሩ ድማ ኣብ ምድሪ ኣንበረ፣
10 ካልእ ብርቱዕ መልኣኽ ከኣ ካብ ሰማይ ኪወርድ ከሎ ረኣኹ፣ ንሱ ደበና ተወንዚፉ ነበረ፣ ኣብ ልዕሊ ርእሱ ኸኣ ቀስተ ደበና ነበሮ፣ ገጹ ድማ ከም ጸሓይ ነበረ፣+ ኣእጋሩ እውን ከም ኣዕኑድ ሓዊ ነበራ፣ 2 ኣብ ኢዱ ኸኣ ሓንቲ እተቐልዐት ንእሽቶ መጽሓፍ ነበረት። የማነይቲ እግሩ ኣብ ባሕሪ፡ ጸጋመይቲ እግሩ ድማ ኣብ ምድሪ ኣንበረ፣