ራእይ 11:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ድሕሪ ሰለስተ መዓልትን ፈረቓን ከኣ መንፈስ ህይወት ካብ ኣምላኽ ኣተዎም፣+ ንሳቶም ድማ ብኣእጋሮም ቈሙ፡ ነቶም ዝረኣይዎም ከኣ ብርቱዕ ፍርሂ ወደቖም።