ዳንኤል 10:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 መስፍን+ መንግስቲ ፋርስ ግና 21 መዓልቲ ኣንጻረይ ቈይሙ። ድሕሪኡ ግና፡ ሚካኤል*+ ሓደ ኻብቶም ኣውራታት መሳፍንቲ* ኺሕግዘኒ መጺኡ፣ ኣነ እውን ኣብኡ ኣብ ጥቓ ነገስታት ፋርስ እየ ጸኒሐ። ዳንኤል 12:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 “በቲ ግዜ እቲ፡ ሚካኤል፡*+ እቲ ምእንቲ ህዝብኻ* ዚቐውም ዓብዪ መስፍን+ ኪቐውም* እዩ። ህዝቢ ኻብ ዝሃለወሉ ግዜ ኣትሒዙ ኽሳዕ እቲ ግዜ እቲ ዘይኰነ ግዜ ጭንቂ ኪኸውን እዩ። በቲ ግዜ እቲ ኸኣ፡ ህዝብኻ፡ ኵሉ እቲ ኣብታ መጽሓፍ ተጻሒፉ እተረኽበ ዘበለ፡+ ኬምልጥ እዩ።+ ይሁዳ 9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ሚካኤል+ እቲ ሊቀ መላእኽቲ+ ግና፡ ብዛዕባ ሬሳ ሙሴ+ ምስ ድያብሎስ ዜከራኽር ኣልይዎ ምስ ተማጐተ፡ “የሆዋ* ይግናሕካ” ደኣ በሎ እምበር፡+ ብጸርፊ ኺፈርዶ ኣይደፈረን።+
13 መስፍን+ መንግስቲ ፋርስ ግና 21 መዓልቲ ኣንጻረይ ቈይሙ። ድሕሪኡ ግና፡ ሚካኤል*+ ሓደ ኻብቶም ኣውራታት መሳፍንቲ* ኺሕግዘኒ መጺኡ፣ ኣነ እውን ኣብኡ ኣብ ጥቓ ነገስታት ፋርስ እየ ጸኒሐ።
12 “በቲ ግዜ እቲ፡ ሚካኤል፡*+ እቲ ምእንቲ ህዝብኻ* ዚቐውም ዓብዪ መስፍን+ ኪቐውም* እዩ። ህዝቢ ኻብ ዝሃለወሉ ግዜ ኣትሒዙ ኽሳዕ እቲ ግዜ እቲ ዘይኰነ ግዜ ጭንቂ ኪኸውን እዩ። በቲ ግዜ እቲ ኸኣ፡ ህዝብኻ፡ ኵሉ እቲ ኣብታ መጽሓፍ ተጻሒፉ እተረኽበ ዘበለ፡+ ኬምልጥ እዩ።+
9 ሚካኤል+ እቲ ሊቀ መላእኽቲ+ ግና፡ ብዛዕባ ሬሳ ሙሴ+ ምስ ድያብሎስ ዜከራኽር ኣልይዎ ምስ ተማጐተ፡ “የሆዋ* ይግናሕካ” ደኣ በሎ እምበር፡+ ብጸርፊ ኺፈርዶ ኣይደፈረን።+