1 ዮሃንስ 2:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ኣቱም ኣቦታት፡ ነቲ ኻብ መጀመርታ ዝነበረ ፈሊጥኩምዎ ኢኹም እሞ፡ ጽሒፈልኩም ኣለኹ። ኣቱም ኣጕባዝ፡ ብርቱዓት ስለ ዝዀንኩምን+ ቃል ኣምላኽ ኣባኻትኩም ስለ ዚነብርን+ ነቲ እኩይ ስለ ዝሰዓርኩምዎን፡+ ጽሒፈልኩም ኣለኹ።
14 ኣቱም ኣቦታት፡ ነቲ ኻብ መጀመርታ ዝነበረ ፈሊጥኩምዎ ኢኹም እሞ፡ ጽሒፈልኩም ኣለኹ። ኣቱም ኣጕባዝ፡ ብርቱዓት ስለ ዝዀንኩምን+ ቃል ኣምላኽ ኣባኻትኩም ስለ ዚነብርን+ ነቲ እኩይ ስለ ዝሰዓርኩምዎን፡+ ጽሒፈልኩም ኣለኹ።