ራእይ 11:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ምስክሮም ምስ ፈጸሙ ኸኣ፡ እቲ ኻብ መዓሙቝ ዚወጽእ ኣራዊት ምሳታቶም ውግእ ኪገብርን ኪስዕሮምን ኪቐትሎምን እዩ።+ ራእይ 13:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ጥበብ ኣብዚ እያ፦ ቍጽሪ እቲ ኣራዊት፡ ቍጽሪ ሰብ እዩ እሞ፡ ልቦና ዘለዎ ይጸብጽቦ፣ ቍጽሩ ኸኣ 666 እዩ።+