ራእይ 13:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ሓደ ኻብቶም ኣራእሱ ኸኣ ናብ ሞት ዜብጽሕ ቍስሊ ነበሮ፣ እቲ ናብ ሞት ዜብጽሕ ቍስሉ ግና ሓወየ፣+ ብዘላ ምድሪ ድማ ተገሪማ ደድሕሪ እቲ ኣራዊት ሰዓበት።