ራእይ 3:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 “‘ነቲ ዚስዕር፡ ኣብታ ቤተ መቕደስ ኣምላኸይ ዓንዲ ኽገብሮ እየ፣ ንሱ እውን ካብኣ ኸቶ ኣይኪወጽእን እዩ። ስም ኣምላኸይን+ ስም እታ ኻብ ሰማይ እትወርድ ሓዳስ የሩሳሌም ዝዀነት ከተማ ኣምላኸይን+ እቲ ሓድሽ ስመይን ክጽሕፈሉ እየ።+
12 “‘ነቲ ዚስዕር፡ ኣብታ ቤተ መቕደስ ኣምላኸይ ዓንዲ ኽገብሮ እየ፣ ንሱ እውን ካብኣ ኸቶ ኣይኪወጽእን እዩ። ስም ኣምላኸይን+ ስም እታ ኻብ ሰማይ እትወርድ ሓዳስ የሩሳሌም ዝዀነት ከተማ ኣምላኸይን+ እቲ ሓድሽ ስመይን ክጽሕፈሉ እየ።+