ኢሳይያስ 21:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ሰባት ኣብ ሰረገላ ጽምዲ ኣፍራስ ተወጢሖም+እነዉ ይመጹ ኣለዉ!” ድሕርዚ፡ ከምዚ ኢሉ ተዛረበ፦ “ወዲቓ! ባቢሎን ወዲቓ!+ ንዅሉ ቕሩጽ ምስልታታ ኣብ ምድሪ ሰባቢርዎ።”+ ራእይ 18:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ሓደ ብርቱዕ መልኣኽ ድማ ከም ዓብዪ መጥሓን ዚመስል እምኒ ኣልዒሉ ኸምዚ እናበለ ናብ ባሕሪ ደርበዮ፦ “ባቢሎን እታ ዓባይ ከተማ ኸምዚ ኢላ ብናህሪ ኽትድርበ፡ ደጊም ከኣ ከቶ ኣይክትርከብን እያ።+
9 ሰባት ኣብ ሰረገላ ጽምዲ ኣፍራስ ተወጢሖም+እነዉ ይመጹ ኣለዉ!” ድሕርዚ፡ ከምዚ ኢሉ ተዛረበ፦ “ወዲቓ! ባቢሎን ወዲቓ!+ ንዅሉ ቕሩጽ ምስልታታ ኣብ ምድሪ ሰባቢርዎ።”+
21 ሓደ ብርቱዕ መልኣኽ ድማ ከም ዓብዪ መጥሓን ዚመስል እምኒ ኣልዒሉ ኸምዚ እናበለ ናብ ባሕሪ ደርበዮ፦ “ባቢሎን እታ ዓባይ ከተማ ኸምዚ ኢላ ብናህሪ ኽትድርበ፡ ደጊም ከኣ ከቶ ኣይክትርከብን እያ።+