1 ጴጥሮስ 3:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ምኽንያቱ፡ ክርስቶስ እውን ናብ ኣምላኽ ምእንቲ ኺመርሓኩም ኢሉ፡+ ስለ ሓጢኣት ሓንሳእ ንሓዋሩ ሞይቱ እዩ፣+ ማለት ጻድቕ ስለ ዓመጽቲ ሞይቱ እዩ።+ ብስጋ ሞይቱ፡+ ብመንፈስ ግና ህያው ኰይኑ።+
18 ምኽንያቱ፡ ክርስቶስ እውን ናብ ኣምላኽ ምእንቲ ኺመርሓኩም ኢሉ፡+ ስለ ሓጢኣት ሓንሳእ ንሓዋሩ ሞይቱ እዩ፣+ ማለት ጻድቕ ስለ ዓመጽቲ ሞይቱ እዩ።+ ብስጋ ሞይቱ፡+ ብመንፈስ ግና ህያው ኰይኑ።+