ራእይ 1:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ናይቶም ኣብ የማናይ ኢደይ ዝረኣኻዮም ሸውዓተ ኸዋኽብትን ናይቲ ሸውዓተ ቐዋሚ ቐንዴል ወርቅን ቅዱስ ምስጢር እዚ እዩ፦ እቶም ሸውዓተ ኸዋኽብቲ፡ መላእኽቲ እተን ሸውዓተ ጉባኤታት እዮም፣ እቲ ሸውዓተ ቐዋሚ ቐንዴል ከኣ፡ ሸውዓተ ጉባኤታት እየን።+
20 ናይቶም ኣብ የማናይ ኢደይ ዝረኣኻዮም ሸውዓተ ኸዋኽብትን ናይቲ ሸውዓተ ቐዋሚ ቐንዴል ወርቅን ቅዱስ ምስጢር እዚ እዩ፦ እቶም ሸውዓተ ኸዋኽብቲ፡ መላእኽቲ እተን ሸውዓተ ጉባኤታት እዮም፣ እቲ ሸውዓተ ቐዋሚ ቐንዴል ከኣ፡ ሸውዓተ ጉባኤታት እየን።+