ኢሳይያስ 49:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ንዚገፍዑኺ ገዛእ ስጋኦም ከብልዖም እየ፣ከም ብጕዕሽ ወይኒ ድማ፡ ብገዛእ ደሞም ኪሰኽሩ እዮም። ኵሎም ሰባት* ከኣ ኣነ የሆዋ፡መድሓኒኽን+ ተበጃዊኽን፡+እቲ ናይ ያእቆብ ሓያል+ ምዃነይ ኪፈልጡ እዮም።”+
26 ንዚገፍዑኺ ገዛእ ስጋኦም ከብልዖም እየ፣ከም ብጕዕሽ ወይኒ ድማ፡ ብገዛእ ደሞም ኪሰኽሩ እዮም። ኵሎም ሰባት* ከኣ ኣነ የሆዋ፡መድሓኒኽን+ ተበጃዊኽን፡+እቲ ናይ ያእቆብ ሓያል+ ምዃነይ ኪፈልጡ እዮም።”+