እዮብ 38:22, 23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ናብ ማዕከን ውርጪ ኣቲኻ፡+ማዕከን በረድከ ርኢኻዶ ትፈልጥ፧+ 23 ንሱ ንግዜ ጭንቂ፡ንመዓልቲ ዂናትን ውግእን ዝዓቘርክዎ እዩ።+