ራእይ 16:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ካብታ መቕደስ+ ከኣ ነቶም ሸውዓተ መላእኽቲ፡ “ኪዱ እሞ ነቲ ሸውዓተ ጭሔሎ ቝጥዓ ኣምላኽ ናብ ምድሪ ኣፍስስዎ”+ ዚብሎም ዓው ዝበለ ድምጺ ሰማዕኩ።