ራእይ 17:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 እቲ ዝረኣኻዮ ኣራዊት ዝነበረ እዩ፡ የሎን ከኣ፡ ካብ መዓሙቝ+ ድማ ኪወጽእ፡ ናብ ጥፍኣት እውን ኪኸይድ እዩ። እቶም ካብ ምስራት ዓለም ኣትሒዙ ስሞም ኣብ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ህይወት+ ዘይተጻሕፈ ነበርቲ ምድሪ፡ እቲ ኣራዊት ከም ዝነበረን ከም ዘየሎን ከም ዚህሉን ምስ ረኣዩ፡ ኪግረሙ እዮም።
8 እቲ ዝረኣኻዮ ኣራዊት ዝነበረ እዩ፡ የሎን ከኣ፡ ካብ መዓሙቝ+ ድማ ኪወጽእ፡ ናብ ጥፍኣት እውን ኪኸይድ እዩ። እቶም ካብ ምስራት ዓለም ኣትሒዙ ስሞም ኣብ ጥቕልልቲ መጽሓፍ ህይወት+ ዘይተጻሕፈ ነበርቲ ምድሪ፡ እቲ ኣራዊት ከም ዝነበረን ከም ዘየሎን ከም ዚህሉን ምስ ረኣዩ፡ ኪግረሙ እዮም።