ራእይ 17:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኣብ ግምባራ ኸኣ ምስጢር ዝዀነ፡ “ዓባይ ባቢሎን፡ ኣደ ኣመናዝርን+ ኣደ ጽያፍ ምድርን” ዚብል ስም ተጻሒፉ ነበረ።+