ዮኤል 3:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 እኽሊ በሲሉ እዩ እሞ፡ ማዕጺድ ስደዱ። መጽመቝ ወይኒ መሊኡ እዩ እሞ፡ ንዑ ርገጹ።+ ክፍኣቶም በዚሑ እዩ እሞ፡ መዋህለል ወይኒ ይጅርብብ ኣሎ። ራእይ 14:19, 20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 እቲ መልኣኽ ከኣ ማዕጺዱ ናብ ምድሪ ሰዲዱ፡ ነቲ ወይኒ ምድሪ ኣከቦ፡ ናብቲ ዓብዪ መጽመቝ ወይኒ ቝጥዓ ኣምላኽ እውን ደርበዮ።+ 20 እቲ መጽመቝ ወይኒ ድማ ኣብ ወጻኢ ኸተማ ተረግጸ፣ ካብቲ መጽመቝ ወይኒ ኸኣ 1,600 ስታድያ* ዚኣክል፡ ክሳብ ልጓማት ኣፍራስ ዚበጽሕ ደም ወጸ።
19 እቲ መልኣኽ ከኣ ማዕጺዱ ናብ ምድሪ ሰዲዱ፡ ነቲ ወይኒ ምድሪ ኣከቦ፡ ናብቲ ዓብዪ መጽመቝ ወይኒ ቝጥዓ ኣምላኽ እውን ደርበዮ።+ 20 እቲ መጽመቝ ወይኒ ድማ ኣብ ወጻኢ ኸተማ ተረግጸ፣ ካብቲ መጽመቝ ወይኒ ኸኣ 1,600 ስታድያ* ዚኣክል፡ ክሳብ ልጓማት ኣፍራስ ዚበጽሕ ደም ወጸ።