ራእይ 16:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 እዚኣቶም ከኣ ብድራኸ ኣጋንንቲ ዚዝረቡ ዘረባታት እዮም፣ ትእምርትታት እውን ይገብሩ እዮም፣+ ናብ ውግእ+ እታ ዓባይ መዓልቲ እቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ ኪእክብዎም ድማ፡+ ናብ ነገስታት ብዘላ ዓለም ይወጹ። ራእይ 16:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ንሳቶም ከኣ ናብቲ ብእብራይስጢ ኣርማጌዶን* ዚብሃል ቦታ ኣከብዎም።+
14 እዚኣቶም ከኣ ብድራኸ ኣጋንንቲ ዚዝረቡ ዘረባታት እዮም፣ ትእምርትታት እውን ይገብሩ እዮም፣+ ናብ ውግእ+ እታ ዓባይ መዓልቲ እቲ ዅሉ ዚኽእል ኣምላኽ ኪእክብዎም ድማ፡+ ናብ ነገስታት ብዘላ ዓለም ይወጹ።