ምሳሌ 10:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 መዘከርታ* ጻድቕ ንበረኸት እዩ፣+ስም እኩያት ግና ይምሽምሽ።+ እብራውያን 10:26, 27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ምስ ተቐበልናስ፡+ ፈቲና ብሓጢኣት እንተ ተመላሊስና፡ ደጊም ስለ ሓጢኣት ዚስዋእ መስዋእቲ የልቦን፣+ 27 የግዳስ፡ ዜፍርህ ትጽቢት ፍርድን ነቶም ተጻረርቲ ዚበልዕ ዚነድድ ቍጥዓን እዩ ዘሎ።+ ራእይ 2:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 እቲ እዝኒ ዘለዎ፡+ እቲ መንፈስ ንጉባኤታት ዚብለን ዘሎ ይስማዕ፦ እቲ ዚስዕር፡+ በቲ ኻልኣይ ሞት ከቶ ኣይኪጕዳእን እዩ።’+ ራእይ 20:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ኣብቲ ቐዳማይ ትንሳኤ ግደ ዘለዎ ዘበለ ሕጉስን ቅዱስን እዩ፣+ ናይ ኣምላኽን ናይ ክርስቶስን ካህናት ኪዀኑ፡+ ምስኡ እውን 1,000 ዓመት ኪነግሱ እዮም እምበር፡+ እቲ ኻልኣይ ሞትሲ+ ኣብዚኣቶም ስልጣን የብሉን።+
26 ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ምስ ተቐበልናስ፡+ ፈቲና ብሓጢኣት እንተ ተመላሊስና፡ ደጊም ስለ ሓጢኣት ዚስዋእ መስዋእቲ የልቦን፣+ 27 የግዳስ፡ ዜፍርህ ትጽቢት ፍርድን ነቶም ተጻረርቲ ዚበልዕ ዚነድድ ቍጥዓን እዩ ዘሎ።+
6 ኣብቲ ቐዳማይ ትንሳኤ ግደ ዘለዎ ዘበለ ሕጉስን ቅዱስን እዩ፣+ ናይ ኣምላኽን ናይ ክርስቶስን ካህናት ኪዀኑ፡+ ምስኡ እውን 1,000 ዓመት ኪነግሱ እዮም እምበር፡+ እቲ ኻልኣይ ሞትሲ+ ኣብዚኣቶም ስልጣን የብሉን።+