-
ዮሃንስ 1:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 እቲ ንዅሉ ዓይነት ሰብ ዜብርህ ናይ ሓቂ ብርሃን ናብ ዓለም ኪመጽእ ቀሪቡ ነበረ።+
-
-
ግብሪ ሃዋርያት 26:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 ኣነ ድማ፡ ‘ጐይታይ፡ መን ኢኻ፧’ ኢለ ሓቲተ። ጐይታ ኸኣ ከምዚ ኢሉኒ፦ ‘እቲ ንስኻ እትሰጕጎ ዘለኻ የሱስ እየ።
-