ሉቃስ 12:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 “እብለኩም ኣለኹ፡ ኣብ ቅድሚ ሰባት ንዚእመነለይ ኵሉ፡+ ወዲ ሰብ ከኣ ኣብ ቅድሚ መላእኽቲ ሰማይ ኪእመነሉ እዩ።+ 1 ዮሃንስ 2:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 እቲ ንወዲ ዚኽሕዶ ዘበለ ዅሉ፡ ንዕኡ እቲ ኣቦ የብሉን።+ እቲ ንወዲ ዚእመነሉ፡+ ንዕኡ እቲ ኣቦ ኣለዎ።+