ራእይ 19:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ኣዒንቱ ሃልሃልታ ሓዊ እየን፣+ ኣብ ርእሱ እውን ብዙሕ ዘውድታት ኣለዎ። ብዘይካኡ ሓደ እኳ ዘይፈልጦ ጽሑፍ ስም ድማ ኣለዎ፣