ሉቃስ 21:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 “ምብዛሕ ብልዕን ምብዛሕ መስተን+ ጭንቀት ናብራን+ ንልብኹም ከይከብዶ እሞ፡ ብሃንደበት ከኣ እታ መዓልቲ እቲኣ ኸም መፈንጠራ ብድንገት ከይትመጸኩምሲ፡+ ንርእስኹም ተጠንቀቑ። ኤፌሶን 5:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 እምበኣር፡ ከም ዓያሹ ዘይኰነስ፡ ከም ለባማት* ከመይ ከም እትመላለሱ ኣጸቢቕኩም ተጠንቀቑ፣ 1 ተሰሎንቄ 5:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 እምበኣር፡ ንንቃሕን+ ቀልብና ንሓሉን+ እምበር፡ ከም ካልኦት ኣይንደቅስ።+
34 “ምብዛሕ ብልዕን ምብዛሕ መስተን+ ጭንቀት ናብራን+ ንልብኹም ከይከብዶ እሞ፡ ብሃንደበት ከኣ እታ መዓልቲ እቲኣ ኸም መፈንጠራ ብድንገት ከይትመጸኩምሲ፡+ ንርእስኹም ተጠንቀቑ።