መዝሙር
ל [ላሜድ]
10 ኦ የሆዋ፡ ስለምንታይ ኣብ ርሑቕ ደው እትብል፧
ስለምንታይከ ብግዜ ጭንቂ እትሕባእ፧+
ንየሆዋ ይንዕቆ።
4 ብትዕቢቱ፡ እኩይ ኣይምርምርን፣
ኵሉ ሓሳባቱ፡ “ኣምላኽ የልቦን” እዩ።+
פ [ፌ]
8 ኣብ ጥቓ ሰፈር ኣድብዩ ይጸንሕ፣
ካብ መሕብኢኡ ንንጹህ ይቐትሎ።+
ע [ዓይን]
ኣዒንቱ ንመከረኛ ይጥምታኦ።+
9 ኣብ ሰፈሩ* ኸም ዘሎ ኣንበሳ፡ ኣብ መሕቢኢኡ ዀይኑ የድቢ።+
ንረዳኢ ኣልቦ ኺሕዞ የድቢ።
መርበቡ ስሒቡ ንረዳኢ ኣልቦ ይሕዞ።+
10 እቲ ግዳይ ይጭፍለቕን ይወርድን፣
እቲ መከረኛ ኣብ ትሕቲ ቝጽጽሩ* ይወድቕ።
ק [ቆፍ]
12 ኦ የሆዋ፡ ተንስእ።+ ኦ ኣምላኽ፡ ኢድካ ኣልዕል።+
ረዳኢ ንዘይብሎም ኣይትረስዓዮም።+
13 ስለምንታይ እኩይ ንኣምላኽ ዚንዕቆ፧
ብልቡ፡ “ተሓታቲ ኣይትገብረንን ኢኻ” ይብሎ።
ר [ሬሽ]
14 ንስኻ ግና ሽግርን ጭንቅን ትርኢ።
ነዚ ትጥምቶ እሞ ኣብ ኢድካ ተእትዎ።+
ש [ሺን]
16 የሆዋ ንዘለኣለመ ኣለም ንጉስ እዩ።+
ኣህዛብ ካብ ምድሪ ጠፊኦም እዮም።+
ת [ታው]