ገጽ ሰላሳን ክልተን ኣብዛ ብልሽውቲ ዓለም፡ ሓቀኛ ኽትከውን ይከኣል ድዩ፧ ገጽ 5 ርአ። ቃል ኣምላኽ ኣብ ሓንቲ ስድራ ቤት ሂንዱ እንታይ ጽልዋ ኣሕደረ፧ ገጽ 9-11 ርአ። ካብታ እምንቲ ዝነበረት ሩት እንታይ ክንመሃር ንኽእል፧ ገጽ 19-24 ርአ። ሓደ ብዜሕዝን መገዲ ዝዓበየ ሰብኣይ፡ ሕጉስን ዕዉትን ኣቦ ኪኸውን ዝኸኣለ ብኸመይ እዩ፧ ገጽ 26-27 ርአ።