ኣብ JW.ORGን JW LIBRARYን ዝወጸ
ተነዲፉ ድዩ፧
መሃንድሳት ካብቲ ኣዝዩ ተዓጻጻፊ መሓውር ኦክቶፑስ ብምቕዳሕ፡ ሓካይም ኣብ ጸቢብ ቦታ መጥባሕቲ ኺገብሩ ዚሕግዝ መሳርሒ የማዕብሉ ኣለዉ።
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > ተነዲፉ ድዩ፧ ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > ስነ ፍልጠትን መጽሓፍ ቅዱስን > ተነዲፉ ድዩ፧ ርአ።
መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር
ኦስካር ሕጂ ብህይወት ኪህሉ ዝኸኣለ ሳላ ቃል ኣምላኽ ምዃኑ ይኣምን እዩ። እሞ ደኣ ነዚ ቐደም ኣብ ኤል ሳልቫዶር ኣባል ጕጅለ ዓዋሉ ዝነበረ ሰብ ህይወቱ ኪቕይር ዝደረኾ እንታይ እዩ፧
ኣብ JW Library፡ ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ዓምድታት > መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ርአ።
ኣብ jw.org፡ ኣብ ትሕቲ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ > ሰላምን ሓጐስን > መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ርአ።