9-15 ጥቅምቲ
ዳንኤል 10-12
መዝሙር 63ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ ንነገስታት ብዛዕባ ዜጋጥሞም ኣቐዲሙ ረኣየ”፦ (10 ደቒቕ)
ዳን 11:2—ኣብ ግዝኣት ፋርስ ኣርባዕተ ነገስታት ተንስኡ (dp 212-213 ¶5-6)
ዳን 11:4—መንግስቲ እስክንድር እቲ ዓብዪ ኣብ ኣርባዕተ ተመቕለት (dp 215 ¶11)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ዳን 12:3—እቶም “ልቦና ዘለዎም” ተባሂሎም ዘለዉ መን እዮም፧ ከም “ጠፈር ሰማይ” ደሚቖም ዚበርሁኸ መዓስ እዮም፧ (w13 15/7 13 ¶16፡ ሓበሬታ)
ዳን 12:13—ዳንኤል ኪትንስእ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (dp 315 ¶18)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ዳን 11:28-39
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.5 ገበር—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.5 ገበር—እታ መጽሔት ኣብ ዝሓለፈ ምብጻሕ ተዓዲላ ነይራ እያ። ነቲ ዝርርብ ቀጽሎ፡ ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) w16.11 5-6 ¶7-8—ፍረ ነገር፦ ንሰባት ብምትብባዕ ኣብነት የሆዋ ኽንስዕብ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧
ክርስትያናዊ ህይወት
በቲ “ትንቢታዊ ቓል” ጸኒዕና፦ (15 ደቒቕ) ነታ በቲ “ትንቢታዊ ቓል” ጸኒዕና ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 2 ሕ.ጽ. 1-12
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 95ን ጸሎትን